ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w21 ሕዳር ገጽ 32
  • ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
w21 ሕዳር ገጽ 32

ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

ቤት ትምህርቲ ጊልዓድን ዓለምለኻዊ ስፍሓቱን

ኣብ ኒው ዮርክ ኣገዳሲ ዝዀነ ቤት ትምህርቲ ይካየድ እዩ፣ እቶም ተምሃሮ ግና ኻብ መላእ ዓለም ዝመጹ እዮም። እቶም ተምሃሮ ናብዚ ቤት ትምህርቲ እዚ ዚበጽሑ ብኸመይ እዮም፧

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧ ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧ ርአ።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

“ማርሻል ኣርት ኣዝየ እፈቱ ነይረ”

አርዊን ላምስፋስ ሓደ እዋን ንዓርኩ፡ “ስለምንታይ ኢና ተፈጢርና ኢልካ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧” ኢሉ ሓተቶ። እቲ መልሲ ንህይወቱ ቐየሮ።

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ