ትሕዝቶ ኣብዛ ሕታም እዚኣ 2 ንጭንቀት ብኸመይ ክትጻወሮ ትኽእል፧ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 15፦ 6-12 ሰነ 2022 4 “ብቓል . . . ኣርኣያ” ዲኻ፧ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 16፦ 13-19 ሰነ 2022 10 ንየሆዋ ዓቕምኻ ብምሃብ፡ ተሓጐስ 15 ንኣኽላባተይ እተዋህቦም ብሽኮቲ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 17፦ 20-26 ሰነ 2022 16 ኣትን ኣዴታት፡ ካብ ኤውንቄ ተምሃራ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 18፦ 27 ሰነ 2022–3 ሓምለ 2022 22 ከመይ ጌርካ ኢኻ መንፈሳዊ ሸቶታት ከተውጽእን ክትወቅዕን እትኽእል፧ 28 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ 30 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ