ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ነቲ JW Library® ዚብሃል ኣፕ፡ ንምክንኻንን ንምምሕያሽን እንታይ ኪግበር ከም ዜድሊ ርአ።
ንስድራ ቤት
ቅጭ ንዜምጽኣልካ ጠባይ ከመይ ጌርካ ብጽቡቕ ዓይኒ ትርእዮ፧
ቅጭ ዜምጽኣልካ ጠባይ ኣብ ሓዳርኩም ንፋስ ኣብ ክንዲ ዜእትወልኩም፡ ነቲ ጠባይ ብኻልእ ዓይኒ ርኣዮ።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
እቲ ዓመጽን ሓሽሽን ምብዛሕ ኣልኮላዊ መስተን ዝመልኦ ህይወት ኣንቶንዮ፡ ህይወት ዕላማ ኸም ዘይብላ ገይሩ ናብ ምሕሳብ መርሖ። ንኣተሓሳስባኡ ዝቐየሮ እንታይ እዩ፧