ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp23 ቍ. 1 ገጽ 5
  • ኣምላኽ ይሓልየልካ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኽ ይሓልየልካ እዩ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሞተይ እምነ ኣለኹ—መጽሓፍ ቅዱስ ርእሰይ ክቐትል ክሓስብ ከለኹ ኪሕግዘኒ ይኽእልዶ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ምጽንናዕ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ክረክብ እኽእል ድየ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ኣምላኽ ፍጹም ኣእምሮኣዊ ጥዕና ኣተስፍዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2023
  • ዓለምለኻዊ ጸገም ኣእምሮኣዊ ጥዕና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2023
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2023
wp23 ቍ. 1 ገጽ 5
ሓደ መንእሰይ ኣብ ጥቓ ዓራቱ ኣብ ባይታ ኾፍ ኢሉ መጽሓፍ ቅዱስ የንብብ።

ኣምላኽ ይሓልየልካ እዩ

መጽሓፍ ቅዱስ ምንጪ እቲ ዝበለጸ መምርሒ እዩ። ናይ ሕክምና መጽሓፍ እኳ እንተ ዘይኰነ፡ ንዜጨንቕ ኵነታት፡ ንእተዛብዐ ኣተሓሳስባ፡ ንስምዒታዊ ስቓይ፡ ንኣካላውን ንኣእምሮኣውን ጸገም ምእንቲ ኽንዋጽኣሉ ዜኽእለና ግብራዊ ሓገዝ ዝሓዘ እዩ።

እቲ ልዕሊ ዅሉ ዜገድስ፡ እቲ ፈጣሪና ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ፡a ካብ ማንም ንላዕሊ ንሓሳባትናን ንስምዒትናን ከም ዚርድኣልና መጽሓፍ ቅዱስ የረጋግጸልና እዩ። ንዜጋጥመና ዝዀነ ይኹን ነገር ንኽንዋጽኣሉ ኺሕግዘና ድማ ህንጡይ እዩ። ንኣብነት፡ ክልተ ዜጸናንዕ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ንርአ፦

“የሆዋ ነቶም ስቡር ዝልቦም ቀረባኦም እዩ፣ ነቶም መንፈሶም እተደቝሰ ኸኣ የድሕኖም።”—መዝሙር 34:18።

“ብየማነይቲ ኢድካ ሒዘካ ዘለኹ፡ ‘ኣይትፍራህ። ክረድኣካ እየ’ ኸኣ ዝብለካስ ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ እየ።”—ኢሳይያስ 41:13።

እሞ ደኣ ንኣእምሮኣዊ ጸገም ምእንቲ ኽንዋጽኣሉ የሆዋ ኺሕግዘና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ ኣብዚ ዚስዕብ ዓንቀጻት ከም እንርእዮ፡ የሆዋ ብእተፈላለየ መገድታት ስለ ዚሕግዘና ብሓቂ ይሓልየልና እዩ።

a የሆዋ ብሕታዊ ስም ኣምላኽ እዩ።—መዝሙር 83:18።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ