ሕታም መጽናዕቲ
ጥሪ 2023
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 27 ለካቲት–2 ሚያዝያ 2023
© 2022 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ጥቕሲ ዓመት 2023፦
“ብዘሎ ቓልካ ሓቂ እዩ።”—መዝ. 119:160
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ሞያተኛታት ቀዳሕቲ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ፡ እቲ ዚጽሕፍዎ ቕዳሓት ቃል ኣምላኽ ልክዕ ምዃኑ ንምርግጋጽ ብዙሕ ይጽዕሩ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1፡ ሕጡብ ጽሑፍ 5 ርአ)