ሕታም መጽናዕቲ
ግንቦት 2023
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 10 ሓምለ–13 ነሓሰ 2023
© 2023 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ካብ 1919 ድ.ክ. ንነጀው ሚልዮናት ሰብኡትን ኣንስትን ቈልዑን ካብ ዓባይ ባቢሎን ሓራ ድሕሪ ምውጻኦም ብ“መገዲ ቕድስና” ይጐዓዙ ኣለዉ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 22፡ ሕጡብ ጽሑፍ 8 ርአ)