ሕታም መጽናዕቲ
ሕዳር 2023
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 8 ጥሪ–4 ለካቲት 2024
© 2023 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
እዝራ ብሓጢኣት ህዝቡ ስለ ዝጐሃየ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ይበክን ይጽልን። እቶም ህዝቢ እውን ይበኽዩ። ሸካንያ፡ “ንእስራኤል ገና ተስፋ ኣሎ። . . . ንሕና እውን ምሳኻ ኢና” ብምባል ንእዝራ የጸናንዖ።—እዝ. 10:2, 4። (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 48፡ ሕጡብ ጽሑፍ 17 ርአ)