ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w24 ሚያዝያ ገጽ 32
  • መንፈሳውያን ሰባት ጥበባዊ ውሳነታት ይገብሩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መንፈሳውያን ሰባት ጥበባዊ ውሳነታት ይገብሩ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጥበባዊ ምርጫታት ብምግባር ንርስትኻ ሓልዎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ያእቆብ ውርሲ ወረሰ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ፍልልይ ዝነበሮም ማናቱ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
w24 ሚያዝያ ገጽ 32

ፕሮጀክት መጽናዕቲ

መንፈሳውያን ሰባት ጥበባዊ ውሳነታት ይገብሩ

ዘፍጥረት 25:29-34 ኣንብብ እሞ፡ ካብ ኤሳውን ያእቆብን መኖም ጥበባዊ ውሳነ ኸም ዝገበረ ርአ።

ኣብቲ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ሓሳብ ኣዕሚቝካ ዅዓት። ኣቐዲሙ እንታይ ኰይኑ ነይሩ፧ (ዘፍ. 25:20-28) ድሕሪኡኸ እንታይ ኰይኑ፧—ዘፍ. 27:1-46።

ዝርዝር ነጥብታት ንምርካብ ኣዕሚቝካ ዅዓት። ኣብቲ ግዜ እቲ፡ በዅሪ ውሉድ እንታይ መሰልን ግቡእን ነይርዎ፧—ዘፍ. 18:18, 19፣ w10 1/5 13።

  • ሓደ ሰብ ኣብ ሓረግ ወለዶ መሲሕ ንምእታው ግድን በዅሪ ኪኸውን ነይርዎ ድዩ፧ (w17.12 14-15)

ትምህርቲ ርኸብ፡ ነቲ ትምህርቲ እውን ተግብሮ። ያእቆብ ካብ ኤሳው ንላዕሊ ንብዅርና ኣኽቢሩ ዚርኢ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ (እብ. 12:16, 17፣ w03 15/10 28-29) የሆዋ ብዛዕባ እዞም ክልተ ኣሕዋት ከመይ ተሰሚዕዎ፧ ስለምንታይከ፧ (ሚል. 1:2, 3) ኤሳው ኣብ ዝሓሸ ውሳነታት ንምብጻሕ እንታይ ኪገብር ነይርዎ፧

  • ንርእስኻ ኸምዚ ኢልካ ሕተት፦ ‘ኣብ ከም ኣምልኾ ስድራ ቤት ዝኣመሰለ ሰሙናዊ ንጥፈታት ከመይ ገይረ እየ ንመንፈሳዊ ነገራት ከም ዘማስወሉ ዘርኢ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ