ነህምያ ትሕዝቶ 1 ካብ የሩሳሌም ዝመጸ ወረ (1-3) ጸሎት ነህምያ (4-11) 2 ነህምያ ናብ የሩሳሌም ኪኸይድ ተፈቕደሉ (1-10) ነህምያ ንመካበብያ እታ ኸተማ መርመሮ (11-20) 3 ዳግመ ህንጸት እቲ መካበብያ (1-32) 4 ምጽራር እናሃለወ ኽነሱ፡ እቲ ዕዮ ቐጸለ (1-14) እቶም ዓየይቲ ኣጽዋር ተዓጢቖም ህንጸት ቀጸሉ (15-23) 5 ነህምያ ምዝመዛ ኸም ዚቋረጽ ገበረ (1-13) ነህምያ ጥቕሚ ርእሱ ዘይደሊ ነበረ (14-19) 6 ንዳግመ ህንጸት ዘጋጠሞ ምጽራር ቀጸለ (1-14) መካበብያ ብ52 መዓልቲ ተፈጸመ (15-19) 7 ኣፍ ደገታትን ሓለውቱን (1-4) ዝርዝር ስማት እቶም እተመልሱ ምሩኻት (5-69) ኣገልገልቲ ቤተ መቕደስ (46-56) ደቂ ገላዉ ሰሎሞን (57-60) ነቲ ዕዮ ዚኸውን ወፈያታት (70-73) 8 እቲ ሕጊ ነቶም ህዝቢ ተነብበሎምን ተገልጸሎምን (1-12) በዓል ዳስ ተባዕለ (13-18) 9 እቶም ህዝቢ ሓጢኣቶም ተኣመኑ (1-38) የሆዋ፡ ይቕረ ዚብል ኣምላኽ (17) 10 እቶም ህዝቢ ነቲ ሕጊ ኺስዕብዎ ተሰማምዑ (1-39) “ቤት ኣምላኽና ዕሽሽ ኣይንብልን ኢና” (39) 11 ኣብ የሩሳሌም እተቐመጡ ህዝቢ (1-36) 12 ካህናትን ሌዋውያንን (1-26) መመረቕታ እቲ መካበብያ (27-43) ንኣገልግሎት ቤተ መቕደስ እተዋህበ ደገፍ (44-47) 13 ነህምያ ዝገበሮ ተወሳኺ ተሓድሶ (1-31) ዕሽር ተዋህበ (10-13) ንሰንበት ከየርክስዋ እተወስደ ስጕምቲ (15-22) ምስ ጓኖት ዚግበር መውስቦ ተዀነነ (23-28)