ናሆም ትሕዝቶ 1 ኣምላኽ ኣብ ልዕሊ ጸላእቱ ዚፈድዮ ሕነ (1-7) ኣምላኽ ንበይኑ ተወፋይነት ይደሊ (2) የሆዋ ነቶም ኣብኡ ዚምዕቈቡ ይሓስበሎም (7) ነነዌ ኽትጸንት እያ (8-14) ጭንቂ ኻልኣይ ሳዕ ኣይኪልዓልን እዩ (9) ንይሁዳ ዚእወጀሉ ብስራት (15) 2 ነነዌ ኽትዓኑ እያ (1-13) ‘ኣፍ ደገታት ኣፍላግ ኪኽፈት እዩ’ (6) 3 “እታ ኸተማ ምፍሳስ ደም ወይለኣ!” (1-19) ነነዌ እተፈርደትሉ ምኽንያት (1-7) ነነዌ ኸም ኖ-ኣሞን ክትወድቕ እያ (8-12) ውድቀት ነነዌ ዘይተርፍ እዩ (13-19)