1 ዮሃንስ ትሕዝቶ 1 ቃል ህይወት (1-4) ኣብ ብርሃን ተመላሊስና (5-7) ኣድላይነት ምንዛዝ ሓጢኣት (8-10) 2 የሱስ፡ ዜተዓርቕ መስዋእቲ (1, 2) ትእዛዛቱ ምሕላው (3-11) ናይ ቀደምን ሓድሽን ትእዛዝ (7, 8) እቲ ጽሑፍ እተጻሕፈሉ ምኽንያት (12-14) ንዓለም ኣይትፍተዉዋ (15-17) ብዛዕባ ጸረ ክርስቶስ እተዋህበ መጠንቀቕታ (18-29) 3 ንሕና ውሉዳት ኣምላኽ ኢና (1-3) ውሉዳት ኣምላኽን ውሉዳት ድያብሎስን (4-12) የሱስ ግብሪ ድያብሎስ ኬጥፍእ እዩ (8) ንሓድሕድኩም ተፋቐሩ (13-18) ኣምላኽ ካብ ልብና ይዓቢ (19-24) 4 ብድራኸ መንፈስ ንዚዝረብ ዘረባታት ምምርማሩ (1-6) ንኣምላኽ ምፍላጡን ምፍቃሩን (7-21) “ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ” (8, 16) ኣብ ፍቕርስ ፍርሂ የልቦን (18) 5 ብየሱስ ዚኣምን ንዓለም ይስዕራ (1-12) ፍቕሪ ኣምላኽ እንታይ ማለት ምዃኑ (3) ብሓይሊ ጸሎት ምትእምማን (13-17) ካብታ እክይቲ ዓለም ተሓለዉ (18-21) ብዘላ ዓለም ኣብ ትሕቲ ቝጽጽር እቲ እኩይ እያ (19)