ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g00 8/7 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2000
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣቦ ዘይብለን ስድራ ቤታት መለለዪ ናይዚ እዋን
    ንቕሑ!—2000
  • ኣቦ ዘኽታማት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ኣቦ ዘይብለን ስድራቤታት—ነቲ ዑደት ምቍራጹ
    ንቕሑ!—2000
  • “ንዘኽታማት” ሕለየሎም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2000
g00 8/7 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ሓምለ-መስከረም 2000

ኣቦ ዘይብለን ስድራ​ቤታት— ነቲ ዑደት ምቍራጹ

ቍጽሮም መመሊሱ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ቘልዑ ብዘይ​ ኣቦ ይዓብዩ ኣለዉ። ምኽንያት ናይዚ ዘጨንቕ ኣንፈት እዚ እንታይ ኢዩ፧ ስድራ​ቤታት ገለ ጕድኣት ከይወረደን ምእንቲ ክቕጽላ ብኸመይ ክሕገዛ ምተኻእለ፧

3 ኣቦ ዘይብለን ስድራ​ቤታት​—⁠መለለዪ ናይዚ እዋን

4 ኣቦታት​— ካብ ደቆም ዝፍለዩሉ ዘለዉ ምኽንያት

8 ኣቦ ዘይብለን ስድራ​ቤታት​—⁠ነቲ ዑደት ምቍራጹ

12 ሓድሽ ቋንቋ ክትምሃር ትደሊዶ፧

22 ካብ ገንዘብ ዝኸብር ነገር

23 ንግዳያት ስቓይ ዝኸውን ሓገዝ

26 ኣብ መንጎ ሃብታምን ድኻን ዘሎ ጋግ ይሰፍሕ ኣሎ

27 ምስ ሰብ ሕዉስ ዘይኰንኩ ስለምንታይ ኢየ፧

30 ካብ ከባቢ ዓለም

32 ‘ኣዝዮም ባህ ዘብሉ ኢዮም ነይሮም!’

ብዛዕባ ህቡብ ልምድታት ሚዛናዊ ኣረኣእያ ምሓዝ 14

ናይ መብዛሕትኡ ልምድታት መበቈል ናይ ጥንቲ ማሪትን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘይተመስረተ ሃይማኖታዊ ሓሳባትን ኢዩ። ሓደ ክርስትያን ንኸምዚ ዝበለ ልምድታት ብኸመይ ኢዩ ክርእዮ ዘለዎ፧

ምስ ሞት እናተፋጠጥካ ንኣምላኽ ምግልጋል 20

ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ኣብያተ-​ማእሰርትን ደምበታት ዕዮን ሕሰምን ማሕዩርን ተጸሚሙ ኢዩ። ነዚ ዘነቓቕሕ ታሪኽ ናይዚ ኣፍሪቃዊ ሰብኣይ እዚ ኣንብቦ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ