መእተዊ
ሕማቕ ልማዳት ብጽቡቕ ልማዳት ክትትክኦ ግዜ ይወስድ እዩ፣ ኰይኑ ግና፡ ጻማ ኣለዎ ድዩ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦
“ካብ መጀመርታ ነገርሲ መወዳእታኡ ይሓይሽ።”—መክብብ 7:8።
እዘን ዚስዕባ ዓንቀጻት፡ ሰባት ንልማዳቶም ብምቍጽጻር ንጥቕሞም ከም ዚኸውን ኪገብርዎ ዚሕግዞም ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጻ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።