ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g17 ቍ. 4 ገጽ 2
  • መእተዊ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ
  • ንቕሑ!—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንግዜኻ ብኸመይ ብጥበብ ከም እትጥቀመሉ
    ንቕሑ!—2014
  • 11 ትግሃት
    ንቕሑ!—2018
  • ናብራኻ ሃታሃታ ዝመልኦ ድዩ፧
    ንቕሑ!—2017
  • ሓደጋ ምስ ዜጋጥም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2019
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2017
g17 ቍ. 4 ገጽ 2

መእተዊ

ኣብዚ ግዜና፡ ናብራ ብዙሓት ሰባት ሃታሃታ ዝመልኦ እዩ። ከም ውጽኢቱ ድማ ሓድሓደ ግዜ ርክባት ይሕርፍፍ እዩ፣ ስድራ ቤታት እውን ይህሰያ እየን።

ኣብ ኣጠቓቕማ ግዜና ሚዛናውያን ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ሓደ ጥበበኛ ሰብ፡ “ካብ ምሉእ ሕፍኒ ጻዕርን ደድሕሪ ንፋስ ምጕያይንሲ፡ ሓደ ዕማዅ ዕረፍቲ ይሓይሽ” ኢሉ ጽሒፉ እዩ።—መክብብ 4:6።

እዛ ሕታም “ንቕሑ!” እዚኣ፡ ንግዜና ብጥበብ ክንጥቀመሉ ዚሕግዘና ግብራዊ ሓሳባት ሒዛ ኣላ፣ ሓደ ኻብኡ ኸኣ ቀዳምነት ክንህቦ ዚግባእ ነገራት ብኸመይ ከም እንሰርዕ ዚገልጽ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ