ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g23 ቍ. 1 ገጽ 16
  • ኣብዛ ሕታም ንቕሑ!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብዛ ሕታም ንቕሑ!
  • ንቕሑ!—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2023
  • መእተዊ
    ንቕሑ!—2023
  • ፕላነትና ኻብ ጥፍኣት ከም እተምልጥ ኣምላኽ ኣተስፍዩ
    ንቕሑ!—2023
  • መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2023
g23 ቍ. 1 ገጽ 16
ንሃዋህው ዚብክል ካብ ኢንዱስትሪ ዚወጽእ ዒግታ ትኪ።

Xuanyu Han/Moment via Getty Images

ኣብዛ ሕታም ንቕሑ!

ጥዕና ፕላነትና ኣብ ሓደጋ እዩ ዘሎ።

እሞኸ ፕላነትና ኻብ ጥፍኣት ከተምልጥ ድያ፡ ወይስ ንዓና ለኪማትና እያ ኽትጠፍእ፧ ነዚ ኣብዚ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓንቀጻት ኣንብቦ እሞ ፕላነትና እንታይ ትኸውን ከም ዘላ፡ ተስፋ እንገብረሉ ምኽንያት እውን እንተሎ ፍለጥ።

ኣብ መጻኢ እዚ ኣብ ፕላነትና ዘሎ ጸጋታት እንታይ ኪኸውን እዩ፧

  • ጥዑም ማይ

  • ውቅያኖስ

  • ዱር

  • ኣየር

ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ

ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ኻብ ከብሒ መጽሓፍ ቅዱስ ተውጽእ።

ሚልዮናት ሰባት ኣብቲ ደቂ ሰብ ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ተሓጒሶም ከም ዚነብሩ ዚገልጽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ተስፋ ምሉእ እምነት ኣለዎም። ኣብ jw.org እትርከብ፡ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሓቂ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ