ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • cf ገጽ 24
  • ንክርስቶስ “ንዓ ርአ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንክርስቶስ “ንዓ ርአ”
  • “ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን”
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ጥበበኛ ዝልቡ”
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • ናብ ኣገልግሎት የሱስ ኣብ ዜምርሕ እዋን
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
  • “ኣህዛብ እውን ቃል ኣምላኽ . . . ተቐበሉ”
    ‘ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኣጸቢቕካ መስክር’
  • “ዜፍርህ ሓይሉ”
    ንየሆዋ ቕረቦ
ዝያዳ ርአ
“ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን”
cf ገጽ 24

1ይ ክፋል

ንክርስቶስ “ንዓ ርአ”

የሱስ ኣስታት 2,000 ዓመት ይገብር ሰብ ኰይኑ ይነብር ነበረ፣ ኰይኑ ግና፡ ሎሚ እውን እተን “ንዓ ርአ” ዚብላ ቓላት ኣብ ወዲ ኣምላኽ ክንዓይየለን ንኽእል ኢና። (ዮሃንስ 1:46) እቲ ኣብ ወንጌል ዚርከብ ጸብጻባት ብዛዕባ ባህርያቱን ኣረኣእያታቱን መገድታቱን ንጹር ስእሊ ይስእለልና እዩ። ኣብዚ ኽፋል እዚ ብዛዕባ እቲ ጕሉሕ ባህርያት የሱስ ሓፈሻዊ ነጥብታት ኪውሃብ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ