ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • snnw መዝሙር 143
  • ኣብ ጸልማት ዚበርህ ብርሃን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ጸልማት ዚበርህ ብርሃን
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ጸልማት ዚበርህ ብርሃን
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • መለኮታዊ ብርሃን ንጸልማት ይቕንጥጦ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • ሓደ ወድኻ ሂብካ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ነቲ በጃ ዘሎና ምስጋና
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
snnw መዝሙር 143

መዝሙር 143

ኣብ ጸልማት ዚበርህ ብርሃን

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(2 ቈረንቶስ 4:6)

  1. ካብ ጸልማት ይበርህ ኣሎ፡

    ብርሃን ካብ ኣምላኽና፡

    ኪወግሕ፡ ወገግ ኪብል’ዩ፡

    ያህ ዜብርሆ ባና።

    (ኣዝማች)

    ጸልማት ዚገልህ’ዩ፡

    ካብ ድቃስ ዜንቅሕ’ዩ፡

    ብስራት ኣምላኽና፣

    ድሙቕ’ዩ ኸም ቀትሪ፡

    ብሩህ ተስፋ ዚህብ’ዩ፡

    መልእኽትና።

  2. ደቂሶም ኣለዉ ሰባት፡

    ይነብሩ ኣብ ጸልማት፣

    ንንገሮም፡ ሃየ ነበስር፡

    ኪመጹ ናብ ህይወት።

    (ኣዝማች)

    ጸልማት ዚገልህ’ዩ፡

    ካብ ድቃስ ዜንቅሕ’ዩ፡

    ብስራት ኣምላኽና፣

    ድሙቕ’ዩ ኸም ቀትሪ፡

    ብሩህ ተስፋ ዚህብ’ዩ፡

    መልእኽትና።

(ዮሃ. 3:19፣ 8:12፣ ሮሜ 13:11, 12፣ 1 ጴጥ. 2:9 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ