ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 72-73
  • መእተዊ 6ይ ክፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ 6ይ ክፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ ግብጺ ድሕሪ ምውጽኦም ክሳዕ እቲ ቐዳማይ ንጉስ እስራኤል
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ህዝቢ እስራኤል ናብ ከነኣን ኣተዉ
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧
  • ተኣማንነት ናብ ስምረት ኣምላኽ ይመርሕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ይፍታሕ ንየሆዋ እተመባጽዖ መብጽዓ ሓለወ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 72-73
ሲምሶን ንማዕጾ ኸተማ ጋዛ ይስከሞ

መእተዊ 6ይ ክፋል

እስራኤላውያን ናብ ምድሪ ተስፋ ምስ ኣተዉ፡ እቲ ማሕደር ኣብኡ ማእከል ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዀነ። ካህናት ከኣ ሕጊ ሙሴ ይምህሩ ነበሩ፣ መሳፍንቲ ወይ ፈራዶ እውን ነቲ ህዝቢ ይመርሕዎ ነበሩ። ኣብዚ ኽፋል እዚ፡ ሓደ ሰብ ዚውስኖ ውሳነታትን ዚገብሮ ተግባራትን ኣብ ካልኦት ሓያል ጽልዋ ኺህልዎ ኸም ዚኽእል ተገሊጹ ኣሎ። ነፍሲ ወከፍ እስራኤላዊ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋን ኣብ ቅድሚ ሰብን ብሕታዊ ሓላፍነት ነበሮ። ነቲ ዴቦራን ናእሚን እያሱን ሃናን ጓል ይፍታሕን ሳሙኤልን ኣብ ማሕበረሰቦም ዘሕደርዎ ጽልዋ ኣጕልሕ። ከም እኒ ረሃብ፡ ሩት፡ ያዔል፡ ጊብዖናውያን ዝኣመሰሉ እስራኤላውያን ዘይኰኑ ሰባት፡ ኣምላኽ ምስ እስራኤላውያን ከም ዝዀነ ፈሊጦም ምሳታቶም ኪውግኑ ኸም ዝወሰኑ እውን ኣጕልሕ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • የሆዋ ብመሳፍንቲ ገይሩ ንህዝቡ ብተኣምራዊ መገዲ ኣድሓኖም

  • እሙናት ዝዀኑ ንኣሽቱን ዓበይትን ኣብ የሆዋ ምሉእ እምንቶ ብምግባሮም ዓስቦም ረኸቡ

  • ኣምላኽ ኣየዳሉን እዩ፣ ካብ ኵሉ ህዝብን ድሕረ ባይታን፡ ንኣምላኽ ዜፍቅሮን ቅኑዕ ዚገብርን ዘበለ፡ ብእኡ ቕቡል እዩ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ