ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 19
  • ድራር ጐይታ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ድራር ጐይታ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ድራር ጐይታ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተኣምር ህይወት
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 19

መዝሙር 19

ድራር ጐይታ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ማቴዎስ 26:26-30)

  1. 1. ኦ የሆዋ ፈቃር ኣቦና፡

    ቅድስቲ ምሸት’ያ ሎሚ።

    በዛ ምሸት ’ዚኣ፡ ተራእዩ ፍቕርኻ፡

    ናትካ ፍትሒ፡ ጥበብ፡ ሓይሊ።

    ገንሸል ፋስጋ ተበሊዑ፣

    ህዝብኻ ሓራ ወጺኡ።

    ዘመናት ጸኒሑ ደም ጐይታ ፈሲሱ፣

    ኪፍጸም ትንቢት ኣብ ግዜኡ።

  2. 2. ቅድሜና ’ንሀ ቕጫን ወይንን፣

    ዜዘክር ዓባይ ፍቕርኻ፣

    ወድኻ ሂብካና፡ ኪኸውን በጃና፡

    እዙዝ’ውን ነይሩ ንዓኻ።

    ይብጻሕካ ዕዙዝ ምስጋናና፣

    ስለቲ ዝኸፈልካልና።

    ወድኻ ሞይቱልና፡ በጃ ኸፊሉልና፣

    ካብ ኵነኔ ሞት’ውን ድሒንና።

  3. 3. ተኣኪብና’ለና ቕድሜኻ፡

    ኢና’ውን ናትካ መጓሰ፣

    ነታ ሓያል ፍቕሪ፡ ከነምጽእ ክብሪ፡

    ንቕዱስ ስምካ ውዳሰ።

    ነዚ በዓል ዝኽሪ ንዝክር፡

    ብልብናን በእምሮናን፣

    ወትሩ ንመላለስ፡ ብኣሰር ክርስቶስ፡

    ሰብ ህይወት ዘልኣለም ክንከውን።

(ሉቃ. 22:14-20፣ 1 ቈረ. 11:23-26 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ