ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 44
  • ጸሎት ሓደ ትሑት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጸሎት ሓደ ትሑት
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጸሎተይ ስማዕ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኣትብዓኒ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ ዜቕርቦ ምሕጽንታ፦ ‘ወደየ፡ ጥበበኛ ኹን’
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንየሆዋ ኽብሪ ሃብዎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 44

መዝሙር 44

ጸሎት ሓደ ትሑት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(መዝሙር 4:1)

  1. 1. ኦ የሆዋ፡ ኣምላኸየ ስምዓኒ ጸሎተይ።

    ጕህየ’ለኹ ጨኒቑኒ፡ ከቢዱኒ ጾረይ።

    ቅብጸት ተስፋን ከቢድ ሓሳባትን ኣድኪሙኒ።

    ኦ ኣምላኸይ፡ በጃኻ’ባ ሞገስ ኣርእየኒ።

    (ኣዝማች)

    ኣብ ድኻመይ፡ ደግፈኒ።

    ኣብ ጭንቀተይ፡ ኣጽንዓኒ።

    ካብ ቅባጸት፡ ፈውሰኒ።

    ኦ የሆዋ፡ ሓግዘኒ።

  2. 2. ክደክም ከለኹ፡ ቃልካ’ዩ ዜበርትዓኒ፣

    ናይ ልበይ’ውን ዚገልጸለይ፡ ዜጸናንዓኒ።

    ሓግዘኒ ኸጥሪ እምነት ዘለዎ ልቢ፣

    ከይርስዖ ፍቕርኻ ኻብ ልበይ ከም ዚዓቢ።

    (ኣዝማች)

    ኣብ ድኻመይ፡ ደግፈኒ።

    ኣብ ጭንቀተይ፡ ኣጽንዓኒ።

    ካብ ቅባጸት፡ ፈውሰኒ።

    ኦ የሆዋ፡ ሓግዘኒ።

(መዝ. 42:6፣ 119:28፣ ሮሜ 8:26፣ 2 ቈረ. 4:16፣ 1 ዮሃ. 3:20 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ