ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 52
  • ክርስትያናዊ ወፈያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ክርስትያናዊ ወፈያ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክርስትያናዊ ወፈያ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ርእስኻ ኽትውፍን ክትጥመቕን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 52

መዝሙር 52

ክርስትያናዊ ወፈያ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(እብራውያን 10:7, 9)

  1. 1. የሆዋ ንዅሉ ፍጥረት

    ስለ ዝፈጠሮ፡

    ንብረቱ’ዩ ምድረ ሰማይ

    ባዕሉ ዝገበሮ።

    ውዳሰን ኣምልኾን ኵሉ

    ይግባእ ንዕኡ፣

    እስትንፋስ ህይወት ሂቡና’ዩ፡

    ንነብር ብሳላኡ።

  2. 2. የሱስ ተጠሚቑ ብማይ፡

    ጽድቂ ንኺዓምም፣

    ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቃል ኣትዩ

    ፍቓዱ ኺፍጽም።

    ኰይኑ ወዲ ኣምላኽ፡ ቅቡእ፡

    ምስ ወጸ ኻብቲ ማይ፡

    ኣገልግሎቱ’ውን ጀሚሩ፡

    ኰይኑ ንኣምላኽ ውፉይ።

  3. 3. የሆዋ ኽንውድሰካ፡

    ነቕርብ ርእስና፣

    ገዛእ ነፍስና ቐቢጽና፡

    ንውፊ ህይወትና።

    ክቡር ዋጋ ዝኸፈለ፡

    ወድኻ ሂብካና፣

    ደጊም ንዓኻ’ና ንነብር፡

    ኣይኰነን ንርእስና።

(ማቴ. 16:24፣ ማር. 8:34፣ ሉቃ. 9:23 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ