ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 133
  • ብንእስነትና ንየሆዋ ነምልኮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብንእስነትና ንየሆዋ ነምልኮ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብመዓልትታት ንእስነትካ ንየሆዋ ኣምልኮ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ኣቱም መንእሰያት: ንመጻኢ መሰረት ተንብሩዶ ኣለኹም፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ኣብቲ ብምሃብ ዝርከብ ሓጐስ ተኻፈል!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • እቲ ዝበለጸ ውርሻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 133

መዝሙር 133

ብንእስነትና ንየሆዋ ነምልኮ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(መክብብ 12:1)

  1. 1. ኣምላኽ ንዓና ንመንእሰያት፡

    ስለ ’ንህቦ ዘሎና ጕልበት፡

    ይፈትወና’ዩ፡ ይሕብሕበና፣

    ምሉእ ህይወትና ይባርኸና።

  2. 2. ንወለድና እንተ ኣኽቢርና፡

    ከም ፍቓድ ጐይታ ’ተ ተኣዚዝና፡

    ሞገስ ንረክብ ኣብ ቅድሚ ሰባት፡

    የሆዋ ይኸውን ፈታዊና።

  3. 3. ሃየ ንኣምላኽና ንዘክሮ፣

    ሓቂ’ውን ንፍቶ ብንእስነትና፣

    ንየሆዋ ‘ተ ሂብና ብሉጽና፡

    ነሐጕስ ንልቢ ፈጣሪና።

(መዝ. 71:17፣ ድጕ. 3:27፣ ኤፌ. 6:1-3 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ