ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm18 ገጽ 4-5
  • ቀዳም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቀዳም
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2019
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2018
CO-pgm18 ገጽ 4-5
ጊዴዎንን ሰቡን መለኸት ይነፍሑ፡ ዓታሩ ይሰብሩ፡ ፋናታት የወዛውዙ፡ ይጭድሩ

ቀዳም

“ከይፈርሁ ቓል ኣምላኽ ንምዝራብ ብዝያዳ ተቢዖም ኣለዉ”—ፊልጲ 1:14

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 76ን ጸሎትን

  • 9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ትብዑ!

    • ኣቱም ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ (ግብሪ ሃዋርያት 8:35, 36፣ 13:48)

    • ኣቱም መንእሰያት (መዝሙር 71:5፣ ምሳሌ 2:11)

    • ኣቱም ኣስፋሕቲ (1 ተሰሎንቄ 2:2)

    • ኣቱም ሰብ ሓዳር (ኤፌሶን 4:26, 27)

    • ኣቱም ወለዲ (1 ሳሙኤል 17:55)

    • ኣቱም ፈለምቲ (1 ነገስት 17:6-9, 12, 16)

    • ኣቱም ሽማግለታት ጉባኤ (ግብሪ ሃዋርያት 20:28-30)

    • ኣቱም ብዕድመ ዝደፋእኩም (ዳንኤል 6:10, 11፣ 12:13)

  • 10:50 መዝሙር ቍ. 119ን ምልክታታትን

  • 11:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንፈራሃት ዘይኰነስ፡ ንተባዓት ምሰልዎም!

    • ነቶም ዓሰርተ ሹማምንቲ ዘይኰነስ፡ ንእያሱን ንካሌብን (ዘሁልቍ 14:7-9)

    • ንነበርቲ ሜሮዝ ዘይኰነስ፡ ንያዔል (መሳፍንቲ 5:23)

    • ነቶም ናይ ሓሶት ነብያት ዘይኰነስ፡ ንሚካያ (1 ነገስት 22:14)

    • ንኡርያ ዘይኰነስ፡ ንኤርምያስ (ኤርምያስ 26:21-23)

    • ነቲ ሃብታም ጐበዝ ዘይኰነስ፡ ንጳውሎስ (ማርቆስ 10:21, 22)

  • 11:45 ጥምቀት፦ ‘ንሕናስ ምስቶም ዜድሓርሕሩ ኣይኰንናን’! (እብራውያን 10:35, 36, 39፣ 11:30, 32-34, 36፣ 1 ጴጥሮስ 5:10)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 38ን ዕረፍትን

ነህምያ ንዳግመ ህንጸት መካበብያ የሩሳሌምን ነቶም ዝቘሙ ሓለውትን መምርሒ ይህብ፣ የሱስ ይጽሊ

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 111

  • 1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብ ፍጥረት፡ ትብዓት ተምሃሩ

    • ኣንበሳ (ሚክያስ 5:8)

    • ፈረስ (እዮብ 39:19-25)

    • ምጹ (መዝሙር 91:3, 13-15)

    • ጭሩ በለስ (1 ጴጥሮስ 3:15)

    • ሓርማዝ (ምሳሌ 17:17)

  • 2:40 መዝሙር ቍ. 60ን ምልክታታትን

  • 2:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣሕዋትና ብትብዓት ይመላለሱ ኣለዉ

    • ኣብ ኣፍሪቃ (ማቴዎስ 10:36-39)

    • ኣብ እስያ (ዘካርያስ 2:8)

    • ኣብ ኤውሮጳ (ራእይ 2:10)

    • ኣብ ሰሜን ኣመሪካ (ኢሳይያስ 6:8)

    • ኣብ ኦሽያንያ (መዝሙር 94:14, 19)

    • ኣብ ደቡብ ኣመሪካ (መዝሙር 34:19)

  • 4:15 ትብዑ፡ ኣብ ርእስኹም ግና ኣይትጸግዑ! (ምሳሌ 3:5, 6፣ ኢሳይያስ 25:9፣ ኤርምያስ 17:5-10፣ ዮሃንስ 5:19)

  • 4:50 መዝሙር ቍ. 3ን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ