‘ፍቕሪ ይሃንጽ’
ቅድሚ ቐትሪ
9:30 ሙዚቃ
9:40 መዝሙር ቍ. 90ን ጸሎትን
9:50 “ፍልጠት ይነፍሕ፡ ፍቕሪ ግና ይሃንጽ”
10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንኻልኦት ሃኒጾም
በርናባስ
ጳውሎስ
ዶርቃስ
11:05 መዝሙር ቍ. 79ን ምልክታታትን
11:15 ኣብ ኣገልግሎትኩም ብስራት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ዝያዳ እውን ኣካፍሉ
11:30 ወፈያን ጥምቀትን
12:00 መዝሙር ቍ. 52
ድሕሪ ቐትሪ
1:10 ሙዚቃ
1:20 መዝሙር ቍ. 107ን ጸሎትን
1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ናይ ሓቂ ፍቕሪ ንሓቂ እትድግፍ ብኸመይ እያ፧
2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:30 መዝሙር ቍ. 101ን ምልክታታትን
2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንዕቤት እቲ ሰብነት ኣበርክቶ ግበሩ
ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ፍተዉ
ነቲ ጥበባዊ ትእዛዛት ኣምላኽ ደግፉ
ንክርስትያናት ብጾትኩም ህነጹ
3:40 “ኵሉ ግብርኹም ብፍቕሪ ይገበር”
4:15 መዝሙር ቍ. 105ን ጸሎትን