ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm21 ገጽ 2-3
  • ዓርቢ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዓርቢ
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2022
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2019
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
CO-pgm21 ገጽ 2-3
ስእልታት፦ 1. ኖህ ዓብዪ ፋስ ሒዙ ኣብ ዱር ናብ ሓደ ነዊሕ ኦም ይጥምት። 2. ምድርን ከዋኽብትን ጸሓይን ኣብ ጠፈር። 3. ዓሳ ኣንበሪ ምስ ውላዳ።

ዓርቢ

“እምነት ወስኸና”​—ሉቃስ 17:5

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 5ን ጸሎትን

  • 9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ እምነት ዘለዋ ሓይሊ ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧ (ማቴዎስ 17:19, 20፣ እብራውያን 11:1)

  • 10:10 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ስለምንታይ እዩ እምነት ዘሎና፧

    • • ኣብ ህልውና ኣምላኽ (ኤፌሶን 2:1, 12፣ እብራውያን 11:3)

    • • ኣብ ቃል ኣምላኽ (ኢሳይያስ 46:10)

    • • ኣብ ስነ ምግባራዊ ስርዓታት ኣምላኽ (ኢሳይያስ 48:17)

    • • ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ (ዮሃንስ 6:44)

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 37ን ምልክታታትን

  • 11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኖህ—እምነት ኪእዘዝ ደሪኻቶ (ዘፍጥረት 6:1-8:22፣ 9:8-16)

  • 11:45 ‘እመኑ፡ ኣይትጠራጠሩ’ (ማቴዎስ 21:21, 22)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 118ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 2

  • 1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ብፍጥረት ጌርኩም እምነትኩም ኣደልድሉ

    • • ከዋኽብቲ (ኢሳይያስ 40:26)

    • • ውቅያኖስ (መዝሙር 93:4)

    • • ዱር (መዝሙር 37:10, 11, 29)

    • • ንፋስን ማይን (መዝሙር 147:17, 18)

    • • ፍጥረታት ባሕሪ (መዝሙር 104:27, 28)

    • • ሰብነትና (ኢሳይያስ 33:24)

  • 2:50 መዝሙር ቍ. 148ን ምልክታታትን

  • 3:00 ግብርታት ሓይሊ የሆዋ እምነት የሕድር (ኢሳይያስ 43:10፣ እብራውያን 11:32-35)

  • 3:20 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንዘይእሙናት ዘይኰነስ፡ ንእሙናት ምሰልዎም

    • • ንቃየል ዘይኰነስ፡ ንኣቤል (እብራውያን 11:4)

    • • ንላሜክ ዘይኰነስ፡ ንሄኖክ (እብራውያን 11:5)

    • • ንጐረባብቲ ኖህ ዘይኰነስ፡ ንኖህ (እብራውያን 11:7)

    • • ንፈርኦን ዘይኰነስ፡ ንሙሴ (እብራውያን 11:24-26)

    • • ንፈሪሳውያን ዘይኰነስ፡ ንደቀ መዛሙርቲ የሱስ (ግብሪ ሃዋርያት 5:29)

  • 4:15 “ብእምነት እንተ ኣሊኹም፡ ብቐጻሊ ርእስኹም ፈትኑ”​—ብኸመይ፧ (2 ቈረንቶስ 13:5, 11)

  • 4:50 መዝሙር ቍ. 119ን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ