ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • syr22 ገጽ 2
  • ጠቕላላ ድምር 2022

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጠቕላላ ድምር 2022
  • ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጠቕላላ ድምር 2021
    ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2021
  • ጠቕላላ ድምር 2023
    ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2023
  • ጠቕላላ ድምር 2019
    ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2019
  • ጠቕላላ ድምር 2018
    ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2018
ዝያዳ ርአ
ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2022
syr22 ገጽ 2

ጠቕላላ ድምር 2022

  • ኣብያተ ጽሕፈት ጨንፈር ናይ የሆዋ መሰኻኽር፦ 86

  • ጸብጻብ ዝሃባ ሃገራት፦ 239

  • ድምር ጉባኤታት፦ 117,960

  • ኣብ መላእ ዓለም ዝነበሩ ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ፦ 19,721,672

  • ኣብ መላእ ዓለም ካብ ቅጫን ወይንን በዓል ዝኽሪ ዝወሰዱ፦ 21,150

  • ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲa፦ 8,699,048

  • ወርሓዊ ገምጋም ቍጽሪ ኣስፋሕቲ፦ 8,514,983

  • ኣብ ልዕሊ 2021 እተራእየ ሚእታዊ ወሰኽ፦ 0.4

  • ጠቕላላ ቝጽሪ ተጠመቕቲb፦ 145,552

  • ወርሓዊ ገምጋም ፈለምቲc ኣስፋሕቲ፦ 1,489,252

  • ወርሓዊ ገምጋም ሓገዝቲ ፈለምቲ ኣስፋሕቲ፦ 381,310

  • ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ዝወዓለ ጠቕላላ ሰዓታት፦ 1,501,797,703

  • ወርሓዊ ገምጋም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስd፦ 5,666,996

ኣብ ዓመት ኣገልግሎት 2022፡e ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቲ ፍሉያት ፈለምትን ሚስዮናውያንን ሓለውቲ ወረዳን ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ዚገብርዎ ዕዮ ንምድጋፍ፡ ዳርጋ 242 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ኣውጺኦም። ◼ ኣብ መላእ ዓለም፡ ብድምር 21,629 ዝዀኑ እተመዘዙ ኣገልገልቲ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት ጨንፈር ይዓይዩ። ኵሎም ድማ ኣባላት እቲ ንፍሉያት ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ ዚምልከት ዓለምለኻዊ ስርዓት ናይ የሆዋ መሰኻኽር እዮም።

a ኣስፋሒ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብንጥፈት ንዜስፍሕ ወይ ንዚሰብኽ ሰብ የመልክት። (ማቴዎስ 24:14) እዚ ቝጽሪ እዚ ብኸመይ ከም ዚውሰን ዚገልጽ ምሉእ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ኣብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ “ኣብ መላእ ዓለም ክንደይ ዚኣኽሉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣለዉ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

b ብምጥማቕ ናይ የሆዋ ምስክር ምእንቲ ኽትከውን እንታይ ስጕምትታት ክትወስድ ከም ዘሎካ ዚገልጽ ተወሳኺ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ jw.org ኣቲኻ፡ “ናይ የሆዋ ምስክር ክኸውን ዝኽእል ብኸመይ እየ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

c ፈላሚ ዚብሃል ኣብ ወወርሒ እተወሰነ ሰዓታት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ዚሰብኽ፡ ኣብነት ዚኸውን እተጠመቐ ናይ የሆዋ ምስክር እዩ።

d ተወሳኺ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ jw.org ኣቲኻ፡ “መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

e ዓመት ኣገልግሎት 2022፡ ካብ 1 መስከረም 2021 ክሳዕ 31 ነሓሰ 2022 ይዝርጋሕ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ