ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 158
  • “ኣይኪድንጕን’ዩ!”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣይኪድንጕን’ዩ!”
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብትዕግስቲ ኽትጽበ ፍቓደኛ ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ካብ ትዕግስቲ የሆዋን የሱስን ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ዕጉስ ኩን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ንትዕግስቲ የሆዋ ቕድሓዮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 158

መዝሙር 158

“ኣይኪድንጕን’ዩ!”

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ኣንባቆም 2:3)

  1. 1. ኣቤት ፍጥረትካ!

    ግብርታት ኢድካ፡

    ዝደኰንካዮ ’ወ

    ብትዕግስትኻ።

    እሙን ብሓቂ፡

    ኣርኣያ ፍቕሪ፣

    ትገብር ዓቕሊ

    ኽትሕድሳ ምድሪ።

    (ኣዝማች)

    ኣቦ፡ ሓግዘና

    ኽንገብር ትዕግስቲ፡

    ክንጽበ’ታ መዓልቲ።

    ርግጽ ኪወግሕ’ዩ፡

    ኣይተርፍን’ዩ መስዩ።

    ’ቲ ግዜ ምዱብ እንድዩ፡

    “ኣይኪድንጕን’ዩ!”

  2. 2. ንጽበ ’ለና

    ’ወ ብህንጥዮት፣

    ኦ የሆዋ ’ቦ፡

    ትንሳኤ ምዉታት።

    ትናፍቕ ኢኻ

    ንእሙናትካ፣

    ሃበና ዓቕሊ

    ኽንዕገስ ከማኻ።

    (ኣዝማች)

    ኣቦ፡ ሓግዘና

    ኽንገብር ትዕግስቲ፡

    ክንጽበ ’ታ መዓልቲ።

    ርግጽ ኪወግሕ’ዩ፡

    ኣይተርፍን’ዩ መስዩ።

    ’ቲ ግዜ ምዱብ እንድዩ፡

    “ኣይኪድንጕን’ዩ!”

  3. 3. ተናድዮም’ውን

    ቅኑዕ ዝልቦም፡

    ህይወት ዘልኣለም

    መታን ከተውርሶም።

    መዓይይትኻ

    ስለ ዝዀንና፡

    ዕድሜና ምቝጻር

    ሕጂ ተማሂርና።

    (ኣዝማች)

    ኣቦ፡ ሓግዘና

    ኽንገብር ትዕግስቲ፡

    ክንጽበ ’ታ መዓልቲ።

    ርግጽ ኪወግሕ’ዩ፡

    ኣይተርፍን’ዩ መስዩ።

    ’ቲ ግዜ ምዱብ እንድዩ፡

    “ኣይኪድንጕን’ዩ!”

    ኣቦ፡ ሃበና ዓቕሊ!

(ቈሎ. 1:11 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ