ፈተውቲ ሰላም
ቅድሚ ቐትሪ
9:40 ሙዚቃ
9:50 መዝሙር ቍ. 58ን ጸሎትን
10:00 ፈተውቲ ሰላም፡ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!
10:15 ንፈተውቲ ሰላም ብቐጻሊ ድለይዎም
10:30 እቲ መስፍን ሰላም፡ ፈተውቲ ሰላም ክትረኽቡ ኺሕግዘኩም ፍቐዱሉ
10:55 መዝሙር ቍ. 103ን ምልክታታትን
11:05 ፈተውቲ ሰላም ደጊም ውግእ ኣይኪምሃሩን እዮም
11:35 ወፈያን ጥምቀትን
12:05 መዝሙር ቍ. 79
ድሕሪ ቐትሪ
1:20 ሙዚቃ
1:30 መዝሙር ቍ. 76
1:35 ተመክሮታት
1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ፈተውቲ ሰላም ንሓድሕዶም ይደጋገፉ
• “ልብኹም ጋህ ኣብሉ”
• መንእሰያት ንምሉእ ዓቕሞም ኪጥቀሙሉ ሓግዝዎም
• ብዕድመ ንዝደፍኡ ኣኽብርዎም
3:00 መዝሙር ቍ. 57ን ምልክታታትን
3:10 ፈተውቲ ሰላም ንእከይ ብሰናይ ይስዕርዎ
3:55 መዝሙር ቍ. 45ን ጸሎት