ኣብ ኢንደክስ ኢዩ ዝርከብ
እንታይ ኢዩ ኣብ ኢንደክስ (እንግሊዝኛ) ዝርከብ፧ ኣብ ኣገልግሎት ክትጥቀመሉ እትኽእል ኣቀራርባታት ኣበይ ከም ዝርከብ ዝገልጽ መሐበሪ ኢዩ። ዎች ታወር ፓብሊኬሽን ኢንደክስ ብኣርእስትታት ወይ ብጽሑፋት እተሰርዐ እተፈላለየ መእተዊታትን ኣቀራርባታትን ሒዙ ኣሎ። ኣብ ኣገልግሎት ንዘጋጥም ተቓውሞታት ብኸመይ ከም እትምልሰሉ ዝሕግዝ ሓሳባት እውን ኣለዎ። ስዒቡ ዘሎ ቐንዲ ኣርእስትታትን ኣብ ትሕቲኡ ዝርከብ ንኡስ ኣርእስትታትን ንግራት ኣገልግሎት ዝኸውን ብሉጽ ሓሳባት ዝሓዘ ጽሑፋት ክሕብረና ኢዩ።
መእተዊታት
ብኣርእስትታት እተሰርዐ
ተቓውሞታት
ዝበዝሕ ግዜ ዘጋጥም ተቓውሞታት
ኣቀራርባታት
ብጽሑፋት እተሰርዐ
ብኣርእስትታት እተሰርዐ
ተመላሊስካ ምብጻሕ
ብጽሑፋት እተሰርዐ
ብኣርእስትታት እተሰርዐ