ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሕዳር ገጽ 4
  • ብዅሉ ጻዕርኻ ተሓጐስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብዅሉ ጻዕርኻ ተሓጐስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብጻዕርኻ ጽቡቕ ርአ
    “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”
  • ብስራሕካ ተሓጐስ
    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ብኸመይ ትጸንዕ፧
  • ጻዕሪ ንዚሓትት ስራሕ ብኸመይ ከም እትሕጐሰሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ነቲ ኣብ ሓሳብ ክርስቶስ ዝነበረ ኣረኣእያ ኣንጸባርቆ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሕዳር ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መክብብ 1-6

ብዅሉ ጻዕርኻ ተሓጐስ

የሆዋ ብስራሕና ኽንሕጐስ ይደልየና፡ ብኸመይ ከምኡ ኽንገብር ከም እንኽእል ድማ ይምህረና። ሓደ ሰብ ብዛዕባ ስራሕ ቅኑዕ ኣረኣእያ እንተ ኣልይዎ፡ ዕዮኡ ሓጐስ ኬምጽኣሉ ይኽእል እዩ።

ብስራሕካ ምእንቲ ኽትሕጐስ . . .

3:13፣ 4:6

  • ሓደ ሰብኣይ ብስራሑ ይሕጐስ

    ኣወንታዊ ኣረኣእያ ኣማዕብል

  • ሓደ ሰብኣይ ስራሑ ንኻልኦት ብኸመይ ከም ዚሕግዞም ይሓስብ

    ስራሕካ ንኻልኦት ብኸመይ ኪሕግዞም ከም ዚኽእል ሕሰብ

  • ሓደ ሰብኣይ ምስ ስድራ ቤቱ ዀይኑ ይምገብ

    ኣብ ስራሕካ ዚከኣለካ ዘበለ ግበር፣ ካብ ስራሕ ምስ ወጻእካ ግና ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤትካን ኣብ ኣምልኾኻን ኣተኵር

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ