ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ግንቦት ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ግምቢ ዘብዐኛ
  • ሓቂ ምሃር
  • ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • መእተዊ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ግንቦት ገጽ 1
ኣብ ስዊዘርላንድ ዚነብሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ፕሮጀክትታት ጽገና ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ይሳተፉ

ጽገና ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ስዊዘርላንድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 3 2017 | ኣርባዕተ ፈረሰኛታት—ምግላቦም ብኸመይ ይጸልወካ፧

መእተዊ፦ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ራእይ ዚርከብ ብዛዕባ ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት ዚገልጽ ትንቢት፡ ብዙሓት ይፈልጥዎ እዮም። እዚ ንገሊኦም የፍርሆም፡ ንገሊኦም ከኣ ይስሕቦም እዩ።

ጥቕሲ፦ ራእ 1:3

መፋለጢ፦ እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት ንዓና ብኸመይ ብስራት ኪኸውን ከም ዚኽእል ትገልጽ።

ሓቂ ምሃር

እተቐልዐ መጽሓፍ ቅዱስ

ሕቶ፦ ኣብ መጻኢ ብዛዕባ ዜጋጥም ነገር ክንፈልጥ እንኽእልዶ ይመስለካ፧

ጥቕሲ፦ ኢሳ 46:10

ሓቂ፦ ኣምላኽ በቲ ቓሉ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ኣቢሉ ብዛዕባ መጻኢ ገሊጹልና እዩ።

ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ

ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ

መእተዊ፦ ነዛ ንስድራ ቤት እትምልከት ሓጻር ቪድዮ ነርኢ ኣሎና። [ነታ መእተዊ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።]

መፋለጢ፦ ነታ ኣብታ ቪድዮ እተጠቕሰት ብሮሹር ከተንብባ እንተ ደሊኻ፡ ሓንቲ ብሮሹር ብናጻ ኽህበካ ወይ ካብ ወብ ሳይት ብኸመይ ከም እተራግፋ ኸርእየካ እኽእል እየ።

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ