ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሓምለ ገጽ 4
  • ንርእስኻ ይቕረ ትብለላ ዲኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንርእስኻ ይቕረ ትብለላ ዲኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዘመድካ ምስ ዚውገድ እሙን ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንየሆዋ ፍርሃዮ—ሕጉስ ኩን!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ብሓንቲ ኢድካ ኽትሕዞ እትኽእል ቤተ መጻሕፍቲ
    ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሓምለ ገጽ 4

ክርስትያናዊ ህይወት

ንርእስኻ ይቕረ ትብለላ ዲኻ፧

ነቲ ዝሓለፈ ጌጋታትና የሆዋ ይቕረ እኳ እንተ በለልና፡ ንርእስና ይቕረ ኽንብለላ ግና ኼጸግመና ይኽእል እዩ። እዚ ጕዳይ እዚ፡ ኣብቲ “ንየሆዋ እሙናት ኩኑ!” ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2016 ብመደረን ብቪድዮን ቀሪቡ ነይሩ እዩ። “ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ” ኣፕሊኬሽን (JW Library app) ተጠቒምካ ነታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

ንሶንያ ወለዳ ይሓቝፍዋ
  • ሶንያ ንኽንደይ እዋን እያ ተወጊዳ ጸኒሓ፧

  • ሽማግለታት ንሶንያ ኣየነይቲ ጥቕሲ እዮም ኣንቢቦምላ፧ ብኸመይከ ሓጊዛታ፧

  • ሶንያ ምስ ተመልሰት፡ ኣባላት እታ ጉባኤ ብኸመይ እዮም ተቐቢሎምዋ፧

  • ሶንያ እንታይ ዓይነት ስምዒታት እዩ ዜሳቕያ ነይሩ፧ ኣቦኣኸ ብኸመይ ሓጊዝዋ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ