ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ነሓሰ ገጽ 5
  • ሓላዊ ዘለዎ ኸቢድ ሓላፍነት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓላዊ ዘለዎ ኸቢድ ሓላፍነት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ሓላዊ ገይረ ሸይመካ ኣለኹ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ኣገልግሎትና ምእንቲ ኽንፍጽም፡ የሆዋ ብኸመይ ይሕግዘና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ካብ ትንቢት ህዝቅኤል ዚጐልሕ ነጥብታት—1ይ ክፋል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ነሓሰ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 32-34

ሓላዊ ዘለዎ ኸቢድ ሓላፍነት

ቃል ብቓሉ ሓለውቲ ብዛዕባ እቲ ዚመጽእ ሓደጋ ምእንቲ ኼጠንቅቑ ኣብ መካበብያን ግምብታትን ከተማ ይቘሙ ነበሩ። የሆዋ ንህዝቅኤል ምሳሌያዊ ‘ሓላዊ ቤት እስራኤል ገይሩ ሸሞ።’

ሓላዊ ኣብ መካበብያ ኸተማ ዀይኑ ይሕሉ
  • ሓላዊ መጠንቀቕታ የቓልሕ

    33:7

    ህዝቅኤል ንእስራኤላውያን፡ ካብ ክፉእ መገዶም እንተ ዘይተመሊሶም ጥፍኣት ከም ዚመጾም ኣጠንቀቖም

    ሎሚ ኻብ የሆዋ ዝመጸ እንታይ መልእኽቲ ኢና እንእውጅ፧

  • ሓላዊ መጠንቐቕታ ስለ ዘየቓልሐ፡ ወተሃደራት ይወርሩ

    33:9, 14-16

    ህዝቅኤል ነቲ መጠንቀቕታ ብምቅላሕ ህይወቱን ህይወት ካልኦትን ኬድሕን ከኣለ

    የሆዋ ብሕድሪ ንዝሃበና ህጹጽ መልእኽቲ ኽንእውጅ ኪድርኸና ዘለዎ እንታይ እዩ፧

ኣብዚ ሰሙን እዚ፡ ነዞም ዚስዕቡ ኽሰብከሎም ክፍትን እየ

  • ንመማህርተይ

  • ንመሳርሕተይ

  • ንዘይኣምን ኣባል ስድራ ቤተይ

  • ንኻልኦት፦

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ