ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ታሕሳስ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንቕሑ!
  • ንቕሑ!
  • ሓቂ ምሃር
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ታሕሳስ ገጽ 1
ኣብ ሴራ ልዮን፡ ኣብ ዕዳጋ ይሰብካ

ኣብ ሴራ ልዮን፡ ኣብ ዕዳጋ ይሰብካ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንቕሑ!

ንቕሑ! ቍ. 6 2017 | ዓለም ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ድያ ትኸውን ዘላ፧

ሕቶ፦ ዓለም ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ትኸውን ዘላ ስለምንታይ እያ፧

ጥቕሲ፦ ኤር 10:23

መፋለጢ፦ እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት ብዛዕባ መጻኢ ብሩህ ተስፋ ዝሓዙሉ ምኽንያት ትገልጽ።

ንቕሑ!

ሕቶ፦ ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 83:18

መፋለጢ፦ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ስም ኣምላኽ እንታይ ትርጉም ከም ዘለዎን ስለምንታይ ክንጥቀመሉ ኸም ዘሎናን ትገልጽ። [ኣብታ “ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ስም ኣምላኽ” እትብል ዓንቀጽ ገንጽል።]

ሓቂ ምሃር

እተቐልዐ መጽሓፍ ቅዱስ

ሕቶ፦ እቲ ጸላኢና ዝዀነ ሞት መወዳእታ ኣለዎዶ፧

ጥቕሲ፦ 1ቈረ 15:26

ሓቂ፦ የሆዋ ንሞት ንሓዋሩ ኼጥፍኦ እዩ።

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ