ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 7-8 ጕንዲ ስቅያትካ ኣልዒልካ፡ ብቐጻሊ ስዓበኒ 8:34 የሱስ ‘ብቐጻሊ ኽንስዕቦ’ ኣተባቢዑና እዩ። ስለዚ፡ ክንጸንዕ ኣሎና። ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት ከምኡ ኽትገብር እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፦ ጸሎት መጽናዕቲ ኣገልግሎት ኣብ ኣኼባ ምእካብ ኣብ ኣኼባታት ሓሳባት ምሃብ