ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ግንቦት ገጽ 6
  • የሆዋ ኼትብዓካ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ኼትብዓካ እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣምላኽ ብዛዕባ መከራና ይግደስ ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ፦
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2018-2019—ምስ ሓላው ወረዳ
  • ‘ቃል ኣምላኽ ብትብዓት ተዛረብ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ኣምላኽ፡ መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ግንቦት ገጽ 6
ሓንቲ እስራኤላዊት ጓል ንሰበይቲ ንእማን ትዛረባ

ክርስትያናዊ ህይወት

የሆዋ ኼትብዓካ እዩ

ተምሃራይ እንተ ደኣ ዄንካ፡ ናይ የሆዋ ምስክር ከም ዝዀንካ ምዝራብን ምስክርነት ምሃብን የፍርሃካ ድዩ፧ ዜፍርሃካ እንተ ዀይኑ፡ ብዛዕባ የሆዋ ንምምስካር ‘ክትተብዕ’ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ (1ተሰ 2:2) ተባዕ ክትከውን ዚሕግዘካ እንታይ ምኽንያታት ኣሎ፧ ነታ የሆዋ ኼትብዓካ እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ምስ ረኣኻያ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  1. ሶፍያ ንዞዪ ኻብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር ዘርእስታ መጽሓፍ ትህባ፣ ሓደ ናይ የሆዋ ምስክር ዝዀነ ተምሃራይ ንመማህርቱ ኻብታ መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታት እትብሃል መጽሓፍ የንብበሉ

    ሶፍያ ተባዕ ክትከውን ዝሓገዛ ኣየናይ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ኣብነት እዩ፧

  2. ሶፍያ ልምምድ ምግባራ ዝጠቐማ ብኸመይ እዩ፧

  3. ንመማህርትኻ ኽትምስክረሎም ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

  4. ተምሃራይ እንተ ዘይኴንካ እውን ከይተረፈ፡ ካብዛ ቪድዮ እንታይ ትምህርቲ ረኺብካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ