ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ነሓሰ ገጽ 2
  • ኣመስጋኒ ኹን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣመስጋኒ ኹን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መማሰውቲ ኽንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ነቲ ኣጋጣሚ ኽትጥቀመሉ ዲኻ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • “ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ሞሳ
    ንቕሑ!—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ነሓሰ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 17-18

ኣመስጋኒ ኹን

17:11-18

ዓሰርተ ድውያት ንየሱስ ኪምሕሮም ምስ ሓተትዎ፡ የሱስ የሕውዮም፡ ሓደ ኻባታቶም ጥራይ ግና ንየሱስ የመስግኖ

ካብዚ ፍጻመ እዚ፡ ኣመስጋኒ ብዛዕባ ምዃን እንታይ ንምሃር፧

  • ምስጋና ብውሽጥና ኺስምዓና ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብቓልና እውን ክንገልጾ ኣሎና

  • ልባዊ ዝዀነ መግለጺ ምስጋና፡ ምልክት ክርስትያናዊ ፍቕርን ጽቡቕ ባህርይን እዩ

  • እቶም ንክርስቶስ ባህ ኬብሉ ዚደልዩ ሰባት፡ ዝዀነ ይኹን ዜግነት፡ ዓሌት ወይ ሃይማኖት ንዘለዎ ሰብ ፍቕርን ሞሳን ኬርእዩ ግዴታ ኣለዎም

ንዝሓገዘኒ ሰብ ንመወዳእታ እዋን ምስጋናይ ዝገለጽኩሉ ግዜ መዓስ እዩ፧

ምስጋና ዚገልጽ ካርድ ንመወዳእታ እዋን ዝጸሓፍኩ መዓስ እዩ፧

ሓንቲ ሓብቲ ምስጋናኣ ትጽሕፍ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ