ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ነሓሰ ገጽ 4
  • ካብ ምሳሌ እተን ዓሰርተ ምና ተምሃር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ምሳሌ እተን ዓሰርተ ምና ተምሃር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ ምሳሌ እቲ ታለንት ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ምሳሌ ናይተን ምና
    ኣብ ምድሪ ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ
  • ምሳሌ እተን ዓሰርተ ምና
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
  • ብዛዕባ ትግሃት እተዋህበ ትምህርቲ—ታለንት
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ነሓሰ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 19-20

ካብ ምሳሌ እተን ዓሰርተ ምና ተምሃር

19:12-24

እቲ ጐይታ፡ እቶም ባሮት, ከረጺታት ገንዘብ

እተፈላለየ መዳያት እቲ ምሳሌ እንታይ የመልክት፧

  1. እቲ ጐይታ ንየሱስ የመልክት

  2. እቶም ባሮት ንቕቡኣት ደቀ መዛሙርቲ የሱስ የመልክቱ

  3. እቲ ገንዘብ፡ ማለት እቲ ጐይታ ንባሮቱ ብሕድሪ ዝሃቦም ገንዘብ ነቲ ኽቡር ዝዀነ ደቀ መዛሙርቱ ናይ ምግባር ዕዮ የመልክት

እዚ ምሳልያዊ ዛንታ እዚ፡ ቅቡኣት ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ከም ናይቲ እኩይ ባርያ ዓይነት ባህርያት እንተ ኣርእዮም እንታይ ከም ዜጋጥሞም ዚሕብር መጠንቀቕታ ዝሓዘ እዩ። የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ንዘለዎም ኵሉ ነገር ተጠቒሞም ዝያዳ ደቀ መዛሙርቲ ኺገብሩ ትጽቢት ይገብረሎም እዩ።

ኣብቲ ደቀ መዛሙርቲ ናይ ምግባር ዕዮ ነቶም እሙናት ቅቡኣት ክርስትያናት ክመስሎም ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ