ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮሃንስ 11-12
ንርሕራሐ የሱስ ቅድሓዮ
ርሕራሐን ድንጋጽን የሱስ ሓለፍ ዝበለ ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧
የሱስ ዋላ እኳ ዅሉ እቲ ኻልኦት ዘጋጠሞም ነገራት እንተ ዘየጋጠሞ፡ ንርእሱ ኣብ ቦታኦም ብምግባር ስቓዮም ተሰምዖ
ስምዒቱ ብጋህዲ ምግላጽ ኣየሕፈሮን
ሓገዝ ንዜድልዮም ንምሕጋዝ ተበግሶ ወሰደ
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮሃንስ 11-12
ርሕራሐን ድንጋጽን የሱስ ሓለፍ ዝበለ ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧
የሱስ ዋላ እኳ ዅሉ እቲ ኻልኦት ዘጋጠሞም ነገራት እንተ ዘየጋጠሞ፡ ንርእሱ ኣብ ቦታኦም ብምግባር ስቓዮም ተሰምዖ
ስምዒቱ ብጋህዲ ምግላጽ ኣየሕፈሮን
ሓገዝ ንዜድልዮም ንምሕጋዝ ተበግሶ ወሰደ