ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሚያዝያ ገጽ 2
  • ንጽል ምዃን ውህበት እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንጽል ምዃን ውህበት እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንጽል ኴንካ ንእትነብሮ ናብራ ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ‘ተቐበሎ’
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
  • ንጽል ብምዃን ብኸመይ ሓጐስ ኪርከብ ይከኣል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ንጽል ምዃን—ናብ ዘይተዓናቐፈ ዕዮ ዝመርሕ ኣፍ ደገ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሚያዝያ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ቈረንቶስ 7-9

ንጽል ምዃን ውህበት እዩ

7:32, 35, 38

ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት፡ ብዙሓት ክርስትያናት፡ ንጽል ምዃን ኣገልግሎቶም ንምስፋሕን ፍቕሮም ንምግፋሕን ናብ የሆዋ ብዝያዳ ንምቕራብን ፍሉይ ኣጋጣሚታት ከም ዚኸፍተሎም ኣስተብሂሎም እዮም።

ሰለስተ ንጽል ኣሕዋት ኣብቲ ብ1937 ኣብ ኣውስትራልያ ምስክርነት ንምሃብ እተገብረ ጕዕዞ፣ ብ1947 ሓንቲ ንጽል ሓብቲ ናብቲ ኣብ መክሲኮ እተመደበትሉ ቦታ ትበጽሕ

ብ1937 ኣብ ኣውስትራልያ ምስክርነት ንምሃብ እተገብረ ጕዕዞ፣ ብ1947 ካብ ጊልዓድ እተመረቐት ሓብቲ ናብቲ ኣብ መክሲኮ እተመደበትሉ ቦታ ትበጽሕ፣

ሓደ ንጽል ሓው ኣብ ብራዚል ይሰብኽ፣ ንጽል ዝዀኑ ተምሃሮ ኣብ ማላዊ እተገብረ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ይምሃሩ

ኣብ ብራዚል ይሰብኽ፣ ኣብ ማላዊ እተገብረ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ንጽል እንተ ዄንካ፡ ንዅነታትካ ኸመይ ጌርካ ብዝበለጸ ኽትጥቀመሉ ትኽእል፧

ኣብ ጉባኤ ዘለዉ ኻልኦት ኣስፋሕቲ፡ ንጽል ንዝዀኑ ኣስፋሕቲ ኼተባብዕዎምን ኪድግፍዎምን ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ