ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ገላትያ 1-3
“ገጽ ንገጽ ተቓወምክዎ”
እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ይምህረና፧
ተባዓት ብዛዕባ ምዃን።—w18.03 31-32 ¶16
ፍርሂ ሰብ መፈንጠራ ብዛዕባ ምዃኑ።—it-2-E 587 ¶3
ህዝቢ ኣምላኽ ብሓፈሻ፡ እንተላይ እቶም ዚመርሑና፡ ፍጹማት ብዛዕባ ዘይምዃኖም።—w10 15/6 17-18 ¶12
ኣድልዎ ናይ ምርኣይ ዝንባለ ብዛዕባ ምውጋድ።—w18.08 9 ¶5