ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሰነ ገጽ 2
  • ንዓና ትርጉም ዘለዎ ‘ምሳልያዊ ዛንታ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንዓና ትርጉም ዘለዎ ‘ምሳልያዊ ዛንታ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዚጠቕመና “ኣምሳል”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • “መንግስቲ ኻህናት” ክትኰኑ ኢኹም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • በቲ ሓድሽ ኪዳን ኣቢሉ እተረኽበ ዓበይቲ በረኸታት
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ንስኻ እውን ካብ ሓድሽ ኪዳን ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ
    ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሰነ ገጽ 2
ሳራን ኣጋርን—ብድሕሪት ኣብ ቤት መቕደስ መስዋእቲ ይቐርብ፣ ደቀ መዛሙርቲ ይሰብኩ፣ ደቀ መዛሙርቲ፡ ጥቕላል ኪንብብ ከሎ ይሰምዑ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ገላትያ 4-6

ንዓና ትርጉም ዘለዎ ‘ምሳልያዊ ዛንታ’

4:24-31

ሃዋርያ ጳውሎስ ነቲ “ምሳልያዊ ዛንታ፡” እቲ ሓድሽ ኪዳን ኣብ ልዕሊ ኺዳን ሕጊ ሙሴ ዘለዎ ብልጫ ንምብራህ እዩ ተጠቒሙሉ። ኵሎም ደቂ ሰብ ኣብ ትሕቲ እቲ ፍቕራዊ ምቍጽጻር ክርስቶስን እቶም መዋርስቱን ካብ ሳዕቤናት ሓጢኣትን ዘይፍጽምናን ሓዘንን ሞትን ንሓዋሩ ሓራ ናይ ምዃን ተስፋ ኣለዎም።—ኢሳ 25:8, 9።

ኣጋር እታ ባርያ

ቃል ብቓሉ ነታ ኣብ ትሕቲ እቲ ኺዳን ሕጊ ዝነበረት፡ የሩሳሌም ርእሲ ኸተማኣ ዝዀነት እስራኤል ተመልክት

ሳራ እታ ጭዋ

ነቲ ናይ ላዕሊ የሩሳሌም ዝዀነ ሰማያዊ ኽፋል ውድብ ኣምላኽ ተመልክት

“ደቂ” ኣጋር

ነቶም ንየሱስ ዝሰጐጕዎን ዘይተቐበልዎን ኣይሁድ (እቶም ንሕጊ ሙሴ ኽንእዘዝ ኢና ኢሎም ቃል ዝኣተዉ) የመልክቱ

“ደቂ” ሳራ

ንክርስቶስን ነቶም ብመንፈስ ቅዱስ እተቐብኡ 144,000ን የመልክቱ

ኣብ ትሕቲ ኺዳን ሕጊ፡ ባርያ ምዃን

እቲ ሕጊ ነቶም ስጋውያን እስራኤላውያን፡ ባሮት ሓጢኣት ምዃኖም የዘኻኽሮም ነበረ

እቲ ሓድሽ ኪዳን ሓርነት ይህብ

ኣብቲ መስዋእቲ ክርስቶስ ዘለዎ ዋጋ ምእማን፡ ካብ ኵነኔ እቲ ሕጊ ናብ ሓርነት ይመርሕ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ