ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ታሕሳስ ገጽ 6
  • “እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሳላ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ዓብዪ ሓጐስ ይርከብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • “እቲ ናይ ቀደም ኣይኪዝከርን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ኣምላኽ ዘተስፈዋ ሓዳስ ዓለም
    ንቑሕ ኩን!
  • መከራ ዜኽትመሉ ግዜ ቐሪቡ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ታሕሳስ ገጽ 6
መከበብያ እታ ሓዳስ የሩሳሌም ብያስጲስ እተገብረ ነበረ፣ እታ ኸተማ እውን ከም ጽሩይ መረጼን ዚመስል ጽሩይ ወርቂ ነበረት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 20-22

“እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ”

21:1-5

የሆዋ ንዅሉ ነገር ከም ዚሕድሶ ኣተስፍዩ።

  • “ሓድሽ ሰማይ”፦ ኣብ ምድሪ ጽድቂ ዜስፍን ሓድሽ ምምሕዳር

  • “ሓዳስ ምድሪ”፦ ንግዝኣት ኣምላኽ ዚግዝኡን ብስርዓታት ጽድቂ ዚነብሩን ሕብረተሰብ

  • ‘ኵሉ ይሕደስ’፦ ኵሉ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ስቓይ በቲ በብመዓልቱ ዜጋጥም ባህ ዜብል ተዘክሮታት ኪትካእ እዩ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ