ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መጋቢት ገጽ 4
  • ኤሳው ብዅርናኡ ሸጠ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኤሳው ብዅርናኡ ሸጠ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጥበባዊ ምርጫታት ብምግባር ንርስትኻ ሓልዎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ያእቆብ ውርሲ ወረሰ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • መንፈሳውያን ሰባት ጥበባዊ ውሳነታት ይገብሩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መጋቢት ገጽ 4
ሓደ ሓው ብዛዕባ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘንበቦ የስተንትን። ከምኡ እውን ብዛዕባ እቲ ኤሳው ብዅርናኡ ንያእቆብ ምእንቲ ሒደት ጸብሒ ብርስን ዝሸጠሉ ይሓስብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 25-26

ኤሳው ብዅርናኡ ሸጠ

25:27-34

ኤሳው ‘ንቕዱስ ነገራት ይንዕቕ’ ነይሩ። (እብ 12:16) በዚ ኸምዚ፡ ብዅርናኡ ሸጠ። ክልተ ኣረማውያን ኣንስቲ እውን ተመርዓወ።—ዘፍ 26:34, 35።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፦ ‘ነዚ ዚስዕብ ቅዱስ ነገራት ኣጸቢቐ ኸም ዘማስወሉ ኸርኢ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

  • ምስ የሆዋ ንዘሎኒ ርክብ

  • ንመንፈስ ቅዱስ

  • ነቲ ቕዱስ ስም የሆዋ ምጻር

  • ንኣገልግሎት ወፍሪ

  • ንክርስትያናዊ ኣኼባታት

  • ንሓዳር

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ