ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧
ከንቱ ኣማልኽቲ ኣርሕቕ (ዘሌ 26:1፣ w08 15/4 4 ¶8)
ንየሆዋ በቲ ዚደልዮ መገዲ ኣምልኮ (ዘሌ 26:2፣ it-1 223 ¶3)
ትእዛዛቱ ሓሉ (ዘሌ 26:3, 12፣ w91 1/3 17 ¶10)
እቶም ብተኣማንነት ሕግታት የሆዋ ዚሕልዉ ዝነበሩ እስራኤላውያን፡ ምስኡ ሰላም ነይርዎም፡ ብዙሕ በረኸት ከኣ ይረኽቡ ነይሮም።
ካብዚ ዚስዕብ፡ ሳላ በረኸት የሆዋ ረኺብካዮ ዘለኻ ኣየናይ እዩ፧
ልክዕ ፍልጠት መጽሓፍ ቅዱስ
ናይ ኣእምሮ ሰላም
ሕጉስ ናብራ ስድራ ቤት
ተስፋ መጻኢ