ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 6
  • እምነት ዜትብዓና ብኸመይ እዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እምነት ዜትብዓና ብኸመይ እዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ረሃብ ነቶም ሰለይቲ ትሓብኦም
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • እቶም ዓሰርተው ክልተ ሰለይቲ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • እቶም 12 ሰለይቲ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ‘ንዅሎም ነበርቲ እታ ምድሪ ስጐጕዎም’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 6
እያሱን ካሌብን ነቶም ካልኦት ሰለይቲ ዓብዪ ዘለላ ወይኒ የርእይዎም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

እምነት ዜትብዓና ብኸመይ እዩ፧

እቶም ክፉእ ወረ ዘውረዩ ሰለይቲ እምነት ኣይነበሮምን (ዘሁ 13:31-33፣ 14:11)

ናይቶም ዓሰርተ ሰለይቲ ዘይምእማን ንኣሕዋቶም ኣጃጀዎም (ዘሁ 14:1-4)

እቶም ተብዓት ሰለይቲ ድልዱል እምነት ነበሮም (ዘሁ 14:6-9፣ w06 1/10 16-17 ¶5-6)

እስራኤላውያን እቲ የሆዋ ምእንታኦም ዝገበሮ ግብርታት ድሕነት ርእዮም ነይሮም እዮም። እዚ ተመክሮ እዚ የሆዋ ንከነኣን ኪስዕሩ እውን ከም ዚሕግዞም ኬእምኖም ነበሮ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ