ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 16
  • ንኣልኮላዊ መስተ ብዚምልከት ጥበባዊ ውሳነ ግበር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንኣልኮላዊ መስተ ብዚምልከት ጥበባዊ ውሳነ ግበር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ ኣምላኻዊ ኣረኣእያ ድዩ ዘሎካ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ክርስትያናት ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ እንታይ ኣረኣእያ ኺህልዎም ይግባእ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ብኣልኮላዊ መስተ ዝመጸ ሚዛናዊ ኹን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • በቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ ዘለዎ ኣረኣእያ ተመራሕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 16

ክርስትያናዊ ህይወት

ንኣልኮላዊ መስተ ብዚምልከት ጥበባዊ ውሳነ ግበር

ካብታ ‘ቅድሚ ምስታይካ ሕሰብ’ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ሓደ ሰብኣይ ካብ ዝሓዞ ኣልኮላዊ መስተ፡ በሊሕ ስኒ ዘለዎ ተመን ይወጽእ።

ክርስትያናት ዘበሉ ኣልኮላዊ መስተ ኺሰትዩ ኸለዉ ርእሶም ኪገትኡ ኣለዎም። (ምሳ 23:20, 29-35፣ 1ቈረ 6:9, 10) ሓደ ክርስትያን መስተ ኪሰቲ እንተ ደልዩ፡ መጠኑ ኺሕሉ ኣለዎ። ብዘይካዚ፡ ውሉፉን ንኻልኦት መዐንቀፊ ኸይከውንን ኪጥንቀቕ ኣለዎ። (1ቈረ 10:23, 24፣ 1ጢሞ 5:23) ንዝዀነ ይኹን ሰብ ብፍላይ ከኣ፡ ንመንእሰያት ኪሰትዩ ጸቕጢ ኽንገብረሎም የብልናን።

ነታ ቅድሚ ምስታይካ ሕሰብ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ክርስትያናት ዘበሉ ብዛዕባ መስተ ንዝወጸ ሕግታት ኪእዘዙ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧—ሮሜ 13:1-4

  • ካልኦት ኣልኮላዊ መስተ ኽንሰቲ ጸቕጢ ኺገብሩልና ኽንፈቕደሎም ዘይብልና ስለምንታይ ኢና፧—ሮሜ 6:16

  • ኣልኮላዊ መስተ ብምስታይ ካብ ዚመጽእ ሓደጋታት ብኸመይ ክንርሕቕ ንኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ