ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 2
  • የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንኣንስቲ ኸም ዚሓልየለን እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ህይወት ሰብ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ እያ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧

እስራኤላውያን ንየሆዋ ብዅሉ ልቦምን ብዅሉ ነፍሶምን ኪእዘዝዎ፡ ኬፍቅርዎ፡ ኬገልግልዎ ነበሮም (ዘዳ 11:13፣ it-2 1007 ¶4)

ምስ ናይ ሓሶት ኣምልኾ እተሓሓዘ ዝዀነ ይኹን ነገራት ምሉእ ብምሉእ ኪውገድ ነበሮ (ዘዳ 12:2, 3)

ኵላቶም ኣብ ሓደ ቦታ ኼምልኹ ነበሮም (ዘዳ 12:11-14፣ it-1 84 ¶3)

የሆዋ ንህዝቡ ብምሉእ ነፍሶም ኬምልኽዎን ንዅሉ ናይ ሓሶት ኣምልኾ ኺነጽጉን ሓድነት ኪህልዎምን እዩ ዚደልዮም።

ስእልታት፦ የሆዋ፡ ሰባት ንሱ ብዚደልዮ መገዲ ኼምልኽዎ ኸለዉ ባህ ይብሎ እዩ። 1. ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ንሓንቲ ኣላዪት ትምስክረላ። 2. ሓደ ሰብኣይ ንሓተታ መናፍስቲ ዚጥቀመሉ ዝነበረ ኣቝሑት የንድዶ። 3. እተፈላለየ ዓሌት ዘለወን ሰለስተ ኣሓት ኣብ ኣኼባ ዞባ ተኣኪበን።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ