ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 12
  • ‘ኵሉ እዚ በረኸት እዚ ኼርክበካ እዩ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ኵሉ እዚ በረኸት እዚ ኼርክበካ እዩ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ምስ ዳዊት ኪዳን ኣተወ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ካብ ከንቱነት ርሓቕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • እዮብ ስነ ምግባራዊ ንጽህናኡ ዝሓለወ ብኸመይ እዩ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ካብቲ ኣብቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ መዝሙር ዚርከብ ስእላዊ ዘረባ ተምሃር
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 12
ኣባላት ሓንቲ እስራኤላዊት ስድራ ኣብ ትሕቲ ኦም ኮፍ ኢሎም ተሓጒሶም የዕልሉ። ኣባጊዕ ድማ ኣብ ጥቓኦም ሳዕሪ ይበልዓ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ኵሉ እዚ በረኸት እዚ ኼርክበካ እዩ’

እቶም ንየሆዋ ዚሰምዕዎ ዘበሉ ብዙሕ በረኸት ይረኽቡ እዮም (ዘዳ 28:1, 3-6፣ w10 15/12 19 ¶18)

በረኸት የሆዋ ንእዙዛት ኣገልገልቱ ኼርክቦም እዩ (ዘዳ 28:2፣ w01 15/9 10 ¶2)

የሆዋ “ብታሕጓስን ብሕጉስ ልብን” ክንእዘዞ እዩ ዚደልየና (ዘዳ 28:45-47፣ w10 15/9 8 ¶4)

ካብ እተፈላለየ ዓሌት ዝዀኑ ኣሕዋትን ኣሓትን ድሕሪ ኣኼባ ዞባ ተኣኪቦም ይምገቡ።

እዙዛት ኣገልገልቲ የሆዋ ሕጂ ማእለያ ዘይብሉ በረኸት፡ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኸኣ እቲ እተተስፈወ በረኸት ኬርክቦም እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ