ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 14
  • ንየሆዋ ምግልጋል ከቢድ ኣይኰነን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ ምግልጋል ከቢድ ኣይኰነን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “የሆዋ ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ካብቲ ኣብቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ መዝሙር ዚርከብ ስእላዊ ዘረባ ተምሃር
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ፡ ተባዕ ስጕምቲ ይባርኽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 14
ሓደ መንእሰይ ሓው፡ ዘይኣመንቲ ስድራኡ ኣብ ገዛ እናተዘናግዑ ንሱ ግና ናብ ክርስትያናዊ ኣኼባ ይኸይድ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ ምግልጋል ከቢድ ኣይኰነን

ትእዛዛት የሆዋ ምምሃርን ምሕላውን ልዕሊ ዓቕምና ኣይኰነን (ዘዳ 30:11-14፣ w09 1/11 31 ¶2)

የሆዋ ንነፍሲ ወከፍና ምርጫ ሂቡና እዩ (ዘዳ 30:15፣ w09 1/11 31 ¶1)

የሆዋ ህይወት ክንሓሪ ይምሕጸነና እዩ (ዘዳ 30:19፣ w09 1/11 31 ¶4)

ኣብ መምርሕን ብርታዐን የሆዋ እንተ ተወኪልና፡ ንዕኡ ምግልጋል ኣይከብደናን እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ